Webbplatsen använder teknik som troligen inte stöds av din webbläsare som exempelvis Internet Explorer 11. Vissa saker kan se konstiga ut eller inte fungera. Vi rekommenderar att du byter till en modern webbläsare istället.

Gå direkt till huvudinnehållet

ብዛዕባ ኣብ ጥቃኻ ዝርከብ ክፍሊ ሕክምና

ኣብ ጥቃኻ ዝርከብ ክፍሊ ሕክምና እቲ ዝዓበየ ናይ መጀመርያ ክንክን ክፍሊ ሕክምና እዩ። ኣብ ብዙሓት ቦታታት ኣብ ቨስትራ የታላንድ ድማ ንርከብ፤ እቲ ናትና መኽሰብ ድማ ንስኻ ጥዕናኻ ምሉእ ንክኸውንን ጽቡቕ ህይወትን ንኽህልወካ እዩ።

 

ኣብ ጥቃኻ ዝርከብ ክፍሊ ሕክምና ከም ሽሙ ክፉት ናይ መጀመርያ ክንክን ክፍሊ ሕክምና ኣብ ቨስትራ የታላንድ ወረዳ ይርከብ። እንተድኣ ሓደ ሰብ ሓሚሙ ወይ ግድኣት ምስዝወርዶ ብመጀመርያ ምሳና ርክብ ይግበር።ኣብ ጥቃኻ ዝርከብ ክፍሊ ሕክምና ብሉጽን፤ ቅሱንን ክንክን ሓገዝ ንምሉእ ህይወት ይወሃብ።

 

ንሕና 5650 ሰራሕተኛታት ሓምሳ ሞያታት ጉጅለ ኣብ መቐበሊ ክፍሊ ሕክምና ከም፡

 

  • ማእከላዊ ክፍሊ ክንክንሕክምና

 

  • ናይ ሕጻናት ማእከላዊ ክፍሊ ክንክን ሕክምና

 

  • ናብ ህይወትንምምላስ ዝግበር ስራሕ

 

  • ክፍሊ ናይ ሕክምና ምክሪ ምሃብን

 

መጽናዕትና ንምዕባሌናን ንእንገብሮ ስራሓትናን ኩሉ ግዜ ሕመማትናን ዓማዊልና ምሉእ ጥዕና ንኽህልዎም ንሰርሕ።