ክፍሊ ናይ ሳይኮሎጂስት ንደቂ ኣንስትዮን ከፍሊ ክንክን ሕጻናትን

 

ናትና ስራሕ ንዓኺ ምናልባት ተወሳኺ ሓገዝ ከም ወላዲት ዘለኪ ሓለፍነት ደገፍ ካብ ናይ መሕረስቲ መዕቆቢ ክፍልን፤ ካብ ማእከላዊ ክፍሊ መደበር ሕጻናትን ተወሳኺ ምስዘድልየክን ንህብ።

 

ብዛዕባ ኣብ ታሕቲ እንዝርዝሮም ነገራት ሕቶታት ምስ ዝህሉ

 

 ብዛዕባወላዲምዃንዘሎሓላፍነት

 

 ወላዲትስለትኾኒከመይከምዝስምዓኪ

 

 ወላዲትምስኮንኪጸገማትምስዘጋጥመኪ

 

 ናይውላድኪባህርንምዕባሌን

 

 ኩነታትንዓኽንንውላድክንዝገበረልኪጸለውታ

 

ወለዲንክኾኑዝቀራረቡወለዲ፤ካብ0-5 ዓመትዝዕድሜኦምንወለዶምንብውልቂወይብጉጅለንራኸብ።

 

ናይሕጻንምዕባሌግምትብናይሕጻናትክፍሊጥዕናዝተዋህበናስራሕእዩ።

 

ንስኻትኩምብመጀመርያምስሳይኮሎጂስትብናይመደበርክፍሊሕጻናትወይድማመቐበሊክፍሊመሕረሲትክትራኸቡናትኽእሉ።