Webbplatsen använder teknik som troligen inte stöds av din webbläsare som exempelvis Internet Explorer 11. Vissa saker kan se konstiga ut eller inte fungera. Vi rekommenderar att du byter till en modern webbläsare istället.

Gå direkt till huvudinnehållet
Hoppa till chatbot

መቐበሊ ክፍሊ መሕረስቲ

Två kvinnor sitter i gräset och tittar leende på varandra. Det finns träd i omgivningen.

 

ኣብ እዋን ናእሽቱን ዓበይቲ ነገራት ኣብ ህይወት ኣብ ጥቃኺ

 

ወላዲ ምዃን እቲ ዝዓበየ ነገር ኣብ ህይወት ዘጋጥም እዩ። ኣብ ክፍሊ መቐበሊ መሕረሲት ኣድላዪ ክንክን ኣብ እዋን ጥንሲ፤ሓገዝ ምእንቲ ወለዲ ንኽትኮኑ ይህብ።

 

ኣብዚ ድማ ሓገዝ ናይ ጥንሲ መከላኸሊ ዝሰማምዓክን፤ ብተወሳኺ ድማ ብግብረስጋ ዝተሓለለፉ ሕማማት መርመራ ይገብሩልኪ። ኣብ ክፍሊ መቐበሊ መሕረሲት እቶም ኣድለይቲ መርመራታት ዋህዮ ይግበረልኪ።

 

ኣብ መቐበሊ መሕረሲት እዞም ዝስዕቡ ነገራት የካይዱ፡

 

 ክንክንኣብእዋንጥንስን፤ብድሕሪጥንስን

 

 ሓገዝወይደገፍተራናይወላድነት

 

 ናይጥንሲመከላኸሊምኽሪ

 

 ናይማህጸንቁጽጽርዋህዮ

 

 ራጂናይዕሸልንካልኦትመርመራታትዕሸልን

 

 ብግብረስጋዝተሓለለፉሕማማትመርመራ(ሕማማትናይጾታ)

 

 ሓበሬታንጥንሲንምስዳድ

 

ኩሉእዚምብጻሕብነጻእዩ።

 

ኣብክፍሊመቐበሊመሕረሲታትድማ፤መሕረሲታትን፤ሓኪምንይርከቡ።ብተወሳኺድማሳይኮሎጂስታትይርከቡ።

 

ጥንሲሒዝኪዲኺ

 

መሕረሲትብዝቐልጠፈግዜክትራኸበኪትደሊ።ትሕዝትኡድማንስኽንዓርክኽንእንተድኣብሓባርትነብሩኮንኩም፤ብዝተኻእለመጠንዝበለጸክንክን፤ተመኩሮናይጥንስንሕርስንንኽህልወኩም።መቐበሊክፍሊመሕረሲንዓኺንመጻኢኣብህይወትኪዝፍጠርለውጢንምቅርራብእዩ።

 

ናትናመሕረስቲንዓኺኣብእዋንጥንስንብድሕሪሕርስንኣድላዪክንክንንክትትልንይገብራልኪ።መሕረሲትእንተድኣኣድልዩኪቆጸራምስሓኪምወይምስሳይኮሎጂስትትሕዘልኪ።እዞምመቐበሊክሊኒካትብምትሕብባርምስኩሎምኣብያተመሕረስቲይሰርሑ።ብዛዕባጥንሲሓሰባትን፤ፍርሕንምስዝሐድረኪኣድላዪሓገዝይግበረልኪ።

 

መቐበሊክሊኒካትኣድላዪሓበሬታብዛዕባዕሸል፤ጅምላዊኣዘራርባብዛዕባመርመራዕሸልይህብ።እዚኩሉናይዕሸልመርመራብነጻይወሃብ።


Senast uppdaterad: 2017-11-14 10:14

Chatta med Liv chatbot logo