Webbplatsen använder teknik som troligen inte stöds av din webbläsare som exempelvis Internet Explorer 11. Vissa saker kan se konstiga ut eller inte fungera. Vi rekommenderar att du byter till en modern webbläsare istället.

Gå direkt till huvudinnehållet
Hoppa till chatbot

ወላዲት ናይ ምዃን ጥበብ – ናይ ኣርባዕተ-ክፋል መዳለዊ ኮርስ

Topbild_1312071212.jpg

ንሕርሲ ብኸመይ ይዳሎ፧ ከም መጻምዲ ወይ ናይ ደገፍ ሰብ፡ እንታይ ክሕግዝ ይኽእል፧ ነቲ ቃንዛ ብኸመይ ይገጥሞ፧ ህጻን ጽቡቕ ንኽስምዖ እንታይ ይደሊ፧ ብዛዕብኡ/ኣ ክሓስብ ዘለኒ ሓድሽ ንእሽቶ ሰብ ኣብ ዘለኒ እዋን መዓልታዊ ህይወት ብኸመይ ክቕየር’ዩ፧ ከም ወላዲት ንምዃን ትዳለዊ ዘለኺ ሰብ መጠን፡ ምናልባት ብዙሓት ሕቶታታን ስክፍታታትን ክህልዉኺ ይኽእሉ እዮም። ኣብዚ ካብ መሕረስትና መልስታት፡ መግለጺታትን ምኽርታትን ክትረኽቢ ትኽእሊ። ኣብዚ ናይ ኣርባዕተ-ክፋል ተኸታታሊ እዚ፡ ንኹሉ ነገር ንትንክፍ ካብ ምእካብ ወይ ምቕራብ ንብረትን ምድላውን፡ ክሳብ መዓልታዊ ህይወት ምስ ዕሸላት። እዚ ናይ ስልጠና ኮርስ’ዚ ብቑዕ መሰረት ኣብ ምውዳድ ንሓድሽ ጉዕዞኺ ከም ወላዲት የቕርብ።

Senast uppdaterad: 2020-08-24 08:03

Chatta med Liv chatbot logo